Empower Your Future
with Next-Gen Business Education
Unlock the future of business with cutting-edge education that redefines excellence, where innovation meets real-world application. Transform your career through revolutionary learning experiences crafted for the pioneers of tomorrow.
Discover our services (ኮርሳትና)
እዚ ኮርስ እዚ ንጀመርትን፣ጽፉፍ ኣበጋግሳ ክህልዎም ካብ ሓደ ንዝፍልሙ እዪ፣እና ዓሞቀ ከኣ ይኸይድ። ን 6 ሰሙን ይኸይድ።
Describe important details like price, value, length of service, and why it’s unique. Or use these sections to showcase different key values of your products or services.
እዚ ኮርስ እዚ ቅድሚ ሕጂ፣trading ዝፈተንኩም መሰረታዊ ኣምር ብዛዕባ ስቶክ ማርኬት ንዘለኩም፣ቃላትን ሓረጋትን ማርኬት ትፈልጡ፣ካብ መሰረታዊ ፍልጠት ናብ ዕሙቅ ዝበለ ፍልጠት፣ትሰጋገርሉ እዪ።ካብ ናይ ክሳራ ሂወት ናብ መዓልታዊ መኽሰብ ዘሰጋግር ዓሞቕቲ ኣርእስቲ ዝሓዘ እዪ። ን 4 ሰሙን ዝኸይድ ኮርስ እዪ።
እዚ ኣዝዪ ሰፊሕ ትምህርትን፣ ዕምቆት ዝሓዘለ ካብ 10x , 100x , 1000x ከመይ ጌርካ ዝያዳ እና ዓበኻ ንዓኻ ዝኸዉን ምስ ቅዲ ናብራኻን፣ስራሕካን ዝኸይድ Trading strategy ተማዕብል ዝሽፍን እዩ። ካብዚ ሓሊፉ ሓደ ብሓደ ናይ ምዝርራብ (monitor ship ) ግዜ የጠቃልል። ነፍሲ ወከፍ ዝገበርካዮም ንግድታት ሞያዊ ሓገዝ ትረኽበሉ (ግዜ የጠቃልል)። ዓበይቲ Day traders ከይተረፉ ዝኽተልዎ ሜላን፣ ኣቀራርባን ገሊጹ፣ኣብ trading ዝነበረካ ኣጠማምታን ዓቅምን ጥርዚ የደይብ። ኩሉ ምያኻ ገዲፍካ ክሳብ ናብ ንግዲ ገጽካ ትነጥር፣ተሓቢእካ ዝነበረ ምስጢር ሃብቲ፣መንገዲ ኣጣጢሑ መርሖ ሂወትካ ዝቅልስ፣ደረት ዘይብሉ ፍልጠት እዩ። ዋግኡ ምስቲ ሒዝዎ ዘሎ ኣረኣኢኻ ብጥርሑ እዪ።
Secure your spot
Take the leap into the future of business education by scheduling your appointment today. Our revolutionary approach reshapes the way you learn, ensuring you're not just ahead of the curve, but defining it. ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዘዉፈርካዮ ወፍሪ ወይ ብሕጂ ኣብ ትጅምሮ ዉልቃዊ ምኽሪ፣ብቭድዮ ዝተሰነየ ሓገዝ ደሊኻ ኣብ ወፍርኻ፣ ወይ ክሳራ ኣጋጢምካ ምኽርን ማዕዳን ደሊኻ። ኣብ ባንክኻ ዘሎ ገንዘብ ካብ ባንኪ፣ዝሰርሕሉ ምኽሪ ደሊኻ ከመይ ተዉፍሮ፣ ቆጸራ ሓዝ። ወይ ዝኾነ ሕቶ ኣለካ ብግሊ ክትሓቶ ትደሊ፣ቆጸራ ሓዝ። ምሉእ ሓገዝ ክንህበካ፣ክንህበኪ ድልዋት ኢና።Subscribe to get access now
Our brand vision
ራኢና
ራኢና ንኹሉ ሰብ ተወሳኺ ኣታዊ ዝረኽበሉ፣ ትምህርቲ ስቶክ ማርኬት ከምኡ ዉን ወፍሪ ምሂርና፤ ህዝብና ኣታዊኡ ኣማሓይሹ፣ኣብ ስደት ዘሎ ናይ ፋይናንስ ዕድል ተጠቒሞም ሰብ ሃብትን፣ርእሰ-ማልን ክኾኑ ምሕጋዝ እዩ። ንሕና ድማ ብኦንላይን ኮርስ መንገዲ ንኹሉ ሰብ ዕድል ክንፈጥር ን፣ክንሕግዝን ንሰርሕ። ነፍሲ- ወከፍ ሰብ ሕልሙ ክውን ክኸዉን ንጽዕር። ስለዚ ከኣ ግቡእ፣ ተግባራዊን፤ ዘመናዉን ክእለት ዘለዎ ትምህርቲ ንምቕራብ ንጽዕር። ራኢና ናይ መጻኢ እዚ እዩ፡
ሰባት ብክእለቶም ንኻልኦት ከካፍሉ፣ ዝኽእሉ፣ብሞይኦም ክምህሩ ዝኽእሉ ኣብዚ መጺኦም፣ንብዙሓት ሂወቶም ክቅይሩ ክምህሩን፣ ን ማሕበረሰብ ምህናጽ ከበርክቱን፣ብዉሽጢ ርኸቡና።Follow us on social
Contact Us
Interested in working together? Fill out some info and we will be in touch shortly. We can’t wait to hear from you!ንሰባት ክትምህረሉን፣ክትሕግዘሉን ትኽእል ፍሉይ ምያ ወይ ክእለት ኣለካ፣ ብናትካ ሓገዝ ሰባት ሂወቶም ቐይሮም ክትርኢ ትደሊ፣ዓቕምኻ ንምብርካት ምሳና ንምስራሕ ነዛ ብጎኒ ዘላ ፍርም ምላእ። ኣብ ሓጺር ግዜ መልሲ ክንጽሕፈልካ ክንጽሕፈልኪ ኢና።